Home / News Details
May 31 2025 Training on establishing self-help group to stakeholders
Tomato Processing
ካብ ሕዳር 23 / 2017 ዓ.ም ጀሚሩ እስካብ ታሕሳስ 27 / 2017 ዓ.ም ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሀገረ ስብከት አዲግራት ውቕሮ ቅድስት ማርያም ኮሌጅ ፡ ንመናእሰይ ሰልጠንቲ ተቀቢሉ ብናይ አእምሮ ሕውየትን ፣ ናይ ሕይወት ክህሎትን ስልጠና ብምሃብ ኣብ “አግሮ ፕሮሰሲንግ ስፔሻላይዝድ ኮሚደረ ምቅንብባርን ምእሻግን” ብዝብል ርእሲ ን112 ጠቅላላ ሰልጠንቲ ኣሰልጢኑ፡

